ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣኼባ እቲ ኮሜቴ ትማሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር።

ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ኣጀንዳታት እቲ ውድብን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝገበር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment