ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀ/ሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኣካቲትካ ትግበራ ቤት ፅሕፈት ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታት ፓርክ ሓድነትን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም።

ተሳተፍቲ ዑደት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ዝኽሪ ካብ ዓወት ዓድዋ ምዝካር ብተወሳኺ ኩለመዳይ ግልጋሎታት ኣብ ውሽጡ ኣካቲቱ ሒዙ ኢዩ፡፡

እዚ ድማ ንመንእሰይ ወለዶ ብቐሊሉ ታሪኽ ንምግንዛብን ንምትሕልላፍን ዓብዪ ዓቕሚ ከምዝኸውን ምግላፆም ካብቲ ዝኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment