ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ስራሕቲ ኮሪደር ልምዓት ኣዲስ ኣበባ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ፒያሳ ናብ ኣራት ኪሎ፣ ሜክሲኮ ሳር ቤት ዝተዛዘሙ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኮሪደር ርእዮም።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ፕሮጀክት ንኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ሓዳሽን ፍልይቲን ከተማ ገይሩዋ ኢዩ ምባለን ኣብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment