ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም።

ድሕሪ እቲ ዑደት እቶም ኣባላት ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቲዮም።

እናተመሓየሸ ኣብ ዝመፅአ ናይ መራሒን ተነሓናሕቲን ፓርቲታት ብሓባር ናይ ምስራሕ ሓዱሽ ባህሊ ፖለቲካ ምምዕባል ዝበለፀ ዘጠናኽር ከምዝኾነ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ ገሊፀን።

ኣብዚ ዓመት ጥራሕ ብዛዕባ ከተማና ሰላም፣ ልምዓትን ባህሊ ፖለቲካን ምምዕባል እንትንዝቲ እዚ ካልኣይ ኢዩ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment