ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ዝተፈላለያ ሃገራት ብሕልፈት ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።

ብመሰረት እዚ÷ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ማላንካራ ህንዲ ብፁዕ ወቅዱስ ባስሊዮስ ማርቶማ ኣቡነ ማቴዎስ ሳልሳይ፣ ብሕልፈት ራብዓይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ መርቆሬዎስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment