ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሃገራት “ብሪክስ” ብሓባር ንዘጣይሽኡ “ባንኪ ኒው ዴቬሎፕመንት” (ኤን.ዲ.ቢ) ዝኸውን ተወሳኺ ካፒታል ከምእትሰድድ ዕላዊ ገይራ።
ሚኒስትር ገንዘብ እታ ዓዲ ኣብደላ ቢን ቱቅ ኣል ማርሪ፥ ኣቡዳቢ ኣባልነታ ተጠቒማ ኣብቲ ጉጅለ ንግዳ ክብ ንምባል ከም ዕድል ክትጥቀመሉ ኢያ ምባሎም ኣር ቲ ብፂቡ።
ኣቡዳቢ በአማርኛ ን“ኤን.ዲ.ቢ” ብካፒታል ምድጋፍ ዝጀመረት ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኢዩ።
“ኤን.ዲ.ቢ” ዝተጣየሸሉ ኣብ 2014 ዓ.ም.ፈ እንትኸውን፥ ዘጣየሽኡ ድማ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዝኾና ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ኢየን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።