ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን ናብ ምንቅስቓስ #የኣክል ተፀምቢሮም።

እቶም ኣቐባሊ ቃል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ናብቲ ወፍሪ ከምዝተፀምበሩ ኣፍሊጦም፡፡

“ብሽም ዴሞክራሲ ክንደይ ገበን ተፈፂሙ?” ክብሉ ብሰበብ ዴመክራሲ ዝግበር ናይ ተዘዋዋሪ ባዕዳዊ መግዛእቲ ተቓዊሞም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment