ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘመሓይሹ ኣርባዕተ ዲጂታል መተግበሪታት ዕላዊ ኮይኖም።
እቶም መተግበሪታት፥ ብቐሊሉ ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእሉን ፀገም ተበፃሕነት ዝፈትሑን ኢዮም ተባሂሉ።
ካብ 1934 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ቤትምኽሪ ዝርከቡ ቃለ-ጉባኤታትን ሰነዳትን ብቐሊሉ ንምርካብ ዘኽእሉ መተግበሪታት ከምዝኾኑ፥ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ተዛሪቦም።
ሓበሬታ ንምርካብ ዝጠፍእ ዝነበረ ጊዜን ገንዘብን ዘድሕኑ፣ ንርክብ ህዝብን ኣባላት ቤትምኽሪ ወከልቲ ህዝብን ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ምግላም እውን ኢቢሲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ