ኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ካብ ሌስተር ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሌስተር ሲቲ ንኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ከምዘሰናበተቶም ኣፍሊጣ።

ሓለፍቲ እታ ጋንታ ብዝገበሩዎ ምኽክር ምስቶም ኣሰልጣኒ ንምፍልላይ ከምዝወሰኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ክለቡ በብሬንዳን ሮጀርስ መሪነነት በዚህ የውድድር ዓመት በሊጉ አስከፊ ውጤት እያስመዘገበ እንደሚገኝም ተገልጿል

ጋንታ ሌስተር ሲቲ፥ ኣብ ውድድር ሊግ እዚ ዓመት ብመሪሕነት ብሬንዳን ሮጀርሲ ዝተሓተ ውፅኢት እናመዝገበት ትርከብ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ እታ ጋንታ ነቲ ኣሰልጣኒ ከምዘባረተቶም ኣፍሊጣ ኣላ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment