ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ እንጅባራ ንኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።
እቲ ዩንቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ባህሊ፣ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ምፍላጥ ንዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዝሃባ ተዛሪቦም።
ጂጂን ምኽባር ጥበብ ምኽባር ኢዩ ዝበሉ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ንጂጂ ምኽባር ታሪክ፣ ጅግንናት፣ ፍቕሪን ሓድነትን ኢትዮጵያ ምኽባር ኢዩ ኢሎም።
ብየሻምበል ምሕረት
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።