ኣርቲስት ታማኝ በየነ ሓዊሱ ፍሉጣት ውልቀ ሰባትን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ናብ ግምባር ዘሚቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስት ታማኝ በየነን ፖለቲከኛ ኣንዳርጋቸው ፅጌን ሓዊሱ ፍሉጣት ውልቀ ሰባት ከምኡ እውን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ዘሚቶም።

ፖለቲከኛ ነኣምን ዘለቀን ብርጋዴር ጀነራል ካሳዬ ጨመዳን እውን ናብ ግምባር ካብ ዝዘመቱ ሰባት ይርከቡዎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ወፍሪ ህልውና ብዝተፈላለዩ መገዲ ኣብ ቅድሚት ኮይኖም እናተቃለሱ ዝነበሩ ኣርቲስታትን ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ስዒቡ ንሳቶም እውን ከምዝዘምቱ ቃል ኣቲዮም ነይሮም።

ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ሓደጋ ህልውና ንምምካት ናብ ግምባር ዘሚቶም ኣለዉ ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment