ኣዲስ ኣበባ፣ 4መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ ግሪክ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቴሜስቶክሊስ ዲሚትሪስ ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን እዋናዊን ኩነታት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣምባሳደር ደሚቱ፥ ህንፀት ግድብ ህዳሰን ጉዳይ ዶክ ኢትዮጵያ ሱዳንን ብዝምልከት መመብርሂ ሂበን።
ኣምባሳደር ቴሜስቶክሊስ ዲሚትሪስ ብግደኦም፥ ንዝተገበረሎም ገለፃ ኣመስጊኖም።
ኣብ መነጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ ብምዝኽኻር፥ ኣብ መንኮ እተን ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ኣጠናኺርካ ንምቕፃል መንግስቶቶም ቁርፀኛ ከምእዝኾነ ምዝራቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ዋኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።