ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሚኒስቴር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሞሃመድ ሸሪፍ ዓብደላ ተዛቲዮም።

ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከባቢ ዶብ ኣድሂቦም ልዝብ ኣካይዶም።

ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣምባሳደር ይበልጣል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዶብ ኣመልኪቶም ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብሪሆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment