ኣምባሳደር ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣  19 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትየጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣብዱልፈታህ ኣብዱላሂ ኣብ ሶማሊያ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ መህመት ይልማዝ ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር አብዱልፈታህ ብዛዕባ ድርድር ዓብዪ ግድብ ህዳሰን ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ብዝመልከት መብርሂ ከምዝሃቡ ተገሊፁ።

እቲ ቃልሲ ምስ ህዝቢ ትግራይ እንተይኮነስ ሃገር ንምፍራስ ምስዝሰርሕ ጉጅለ ህወሓት ከምዝኾነ ከምዘረደኡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment