ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብኣብዝሓ ድምፂ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሰይሞም።

ስነ ስርዓት ቃለ ማሕላ አወን ፈፂሞም።

ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 58 ንኡስ ዓንቀፅ (2) መሰረት 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ደምቢ ኣሰራርሓን ስነምግባር ኣባላትን ቁፅሪ 6/2008 ዓንቀፅ 24 ንኡስ ዓንቀፅ (1) መሰረት÷ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት እቲ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment