ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ውሕመን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ማእኸላይ ፍሉይ ኣማኻሪ ምጥፋእ ዘርኢ ውሕመን ብውልቀ ዘተ ቪዲዮ ኣካይዶም።

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ዶሚኒክ ስቲልኻርት ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ እቲ ማሕበር ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝገብሮ ተኸታታሊ ደገፍ አመስጊኖም።

ኣብ ትግራይ ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍን እግሪ ምትካልን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ኣብቲ ዘተ ኣፅንኦት ሂቦም።

በሌላ በኩል አምባሳደሩ ከተመድ የዘር ማጥፋት መከላከል ልዩ አማካሪ አሊስ ዋይሪሙ ጋር መክረዋል።

ምስ ማእኸላይ ፍሉይ ኣማኻሪ ምጥፋእ ዘርኢ ውሕመ ኣሊስ ዋይሪሙ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ድማ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ መሰል ኩሎም ህዝቢታት ዝኽበረሉ ስራሕ ንክድግፍ ሓቲቶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment