ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣጽቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቨርጂኒያ ጋምባ ኣብ ውሽጢ ቀጠና ዘለዉ ህፃናት ተዛቲዮም።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት ነተን ፍልይቲ ተወካሊት ገለፃ ከምዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ህወሓት ዝገበሮ ህፃናት ንኲናት ምምልማልን ህፃናት ወተሃደራት ናይ ምጥቃምን ጉዳይ ኣብሪሆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment