ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ዝተኻየደ ጎድና ጎድኒ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ እናተኻደ ዝርከብ፡፡

እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኣብ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ከምዝገበሩ ኣናዶሉ ፀብፂቡ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment