ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታንያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኮመንዌልዝን ብሪታንያ ዴቪድ ላሚ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ፣ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም።

ብሪታኒያ ንመፈፀሚ ትልሚ ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ደገፍ አመስጊኖም።

ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ እውን ሓቢሮም።

Comments (0)
Add Comment