ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ዘቲዮም።

ኣምባሳደር ታዬ፥ ኢትዮጵያ ኣባልን መቐመጢትን ሕብረት ኣፍሪካ ከም ምዃና ነቲ ሕብረት እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም።

ሙሳ ፋኪ መሃማት ብግደኦም፥ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ኣብ ምንጋስ ፀፅታን ምርግጋዕን ኣፍሪካ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም።

ኣምባሳደር ታዬ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብምዃን ብምሿሞም “አንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment