ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ቴቴ ውፅታዊ ዘተ ምግባሮም ገሊፆም።

ኣምባሳደር ታየ ምስተን ኣምባሳደር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር ዝተወሰደ ውሳነ ምቁራፅ ተኹሲን እዋናዊ ኩነታትን ኣተኲሮም፡፡

“ኣብቲ ዞባ ዘለዉ ስግረ ዶብ ፈተናታት ፀፅታን መሰል እዋናዊ ጉዳያትን ውጽኢታዊ ልዝብ ገይርና” ምባሎም ካብ ሚነሲቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment