ኣምባሳደር ታዬ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ዊንስተን ፒተርስ ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዝውገኑ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚዊን ምትሕብባራት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ካልኦት ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ሓበራዊ ረብሓታትን ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment