ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ  ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንህስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተፀዋዒት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ላቲሺያ ኮርቱዋ ተዛቲየን።

ኣምባሳደር ታየ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ትግራይ እናገበሮ ንዝርከብ ሰብኣዊ ሓገዝ  ዘለዎም ናእዳ ገሊፆም።

ላቲሺያ ኮርቱዋ ብግደአን፥ እቲ ኮሚቴ ኣብ ክልል ትግራይ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment