ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር  ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሑ ስራሕቲን ካልኦት ተግባራትን ጠሚቶም ተመያይጦም፡፡

ስምምዕነት ሰላም ስዒበፐም ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ተስፋታትን ኣመልኪቶም ከምዝተዛተዩ ኣምባሳደር ተሾመ ኣብ ማሕህበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ንትግበራ ስምምዕነት ሰላም ካብ ኣሜሪካ ትፅቢት ዝግበር ሓገዝ ኣመልኪቶም ከምዝተዛተዩ ሓቢሮም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment