ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ኢምራህ ጉለር ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ብሓባር ክሰርሑ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ትኹረት ብምግባር ተመያይጦም፡፡

ብፍላይ ነበር ተዋጋእቲ መሊስካ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ብዓወት ንኽዛዘም እተን ትካላት ተዋዲደን ክሰርሓ ዝኽእላሉ ኩነታት ኣመልኪቶም ከምዝተዛተዩ ኣምባሳደር ተሸመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳርገፆም ፅሒፎም፡፡

ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት÷ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኢትዮጵያ ዓቕሙ ንኸደንፍዕ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓገዝ እናገበረ ምዃኑ እውን ኣመልኪቶም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment