ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ዣንግ ዡ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተዘሓሒሉ ዝፀንሐ ዓውዲ ቱሪዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዘኽእሉ ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ኣበ መንጎ ህዝብታት ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምትእስሳር ባህሊን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ኩነየጨታት ምዝታዮም ተገሊፁ።

እቲ ርክብ ኣጠናኺርና ንምቕፃል ከምዝግባእ ምሕባሩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment