ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ብምዃነ ተሸይሞም።
ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ብምዃን ኢዮም ተሸይሞም።
ክሳብ 30 ግንቦት 2014 ዓ.ም ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ብምዃን ከገልግሉ ከምዝፀንሑ ድማ ተሓቢሩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።