ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ እምነ ኩርናዕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣምቢረን።

እተን ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ እውን ከምዝገበራ ተገሊፁ።

ኣብቲ ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ብኽልቲኡ ሸነኽ ጠመተ ሂብካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምርድዳእ ተገይሩ።

ብፍላይ ኣብ መንጎ ክልቲኣብ ሃገራት ዘሎ ልውውጥ ንግዲ ከብ ንምባል በልዑል ጠመተ ክስራሕ ከምዝግባእ ስምምዕ ከምዝተገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment