ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ሰላም ንክድግፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

ኣምባሳደር ባጫ ኣብ ኬንያ ንሓላፊት ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘይነብ ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ መልእኽተኛ ብምዃን ዝተሸሙሉ ደብዳበ ኣቕሪቦም።

ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ዘለዋ ወሳኒ ግደን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን በዝምልከት መብሪሂ ሂቦም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ውሕመ ኣብ ለውጢ ክሌማ፣ ልምዓት ከተማን ዓለም ለኸ ፀፅታን ድሕንነትን ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ንምቕፃል ፅኑዕ ድልየት ከምዘለዎ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment