ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ኤዶልፈስ ታውንን  ግሪጎሪ ሚክስን  ዘቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ኣሜሪካን ኣሜሪካ ኣፍሪካን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ።

ብፍላይ ኢንቨስትምንት ኢትዮ ኣሜሪካ፣ ድንጋገ ምዕባለን ዕድልን ኣፍሪካ(ኣጎዋ)ን ጉዳያት ንግዲን ብዝምልከት ምዝታዮም ኣፍሊጦም።

ኣሜሪካ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ኣፍሪካ እተበርክቶ ዘላ ኣስተዋፅኦ ግደኣ ነምቕፃል ንዘርኣየቶ ቁርፀሽነት አመስጊኖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment