ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካ ጆናታን ጃክሰን ዘቲዮም።

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ኩለ መዳይ ርክብ ኣድላይነት ዝጠመተ ዘተ ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

ኣብ ኣጎዋ፣ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ እትገብሮ ፃዕሪን እዋናዊ ኩነታትን እውን ምዝታዮም ተሓቢሩ።

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሓሳብ ንምልውዋጥ በምትሕብባር ንምስራሕ መስምዕምዖም ኣብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment