ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ከባቢ ኣየር ኢንገር አንደርሰን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍፀም ዘሎ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ኣብሪሆም።

ብተወሳኺ ልምዓት ስርናይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘምፅኦ ዘሎ ውፅኢትን ካልኦት ዕዉትነት ስራሕቲ ልምዓትን በዝመልከት መብርሂ ከምዝሃቡ ካብቲ ኤምባሲ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኢንገር አንደርሰን ብግደአን፥ ፕሮግራም ከባቢ ኣየር  ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሓለዋ ከባቢ ብዝምልከት ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲን ካልኦት ንጥፈታት ልምዓትን ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment