ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሃርጌሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ሶማሊ ላንድ ሃርጌሳ ኣቲዮም።

ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ሃርጌሳ እንትኣትዉ፥ ምክትል ሚኒስትር ውሽጢ ጉዳይ ሶማሊ ላንድ ሊባን ዩሱፍን ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ሃርጌሳ ኣምባሳደር ሰኢድ መሓመድን ካልኦት ኣመራርሓታትን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝተፈላለየዩ ዛዕባታት ምስ ኣመራርሓታት ሶማሊ ላንድ ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ትካል መራኸቢ ሓፋሽ ሶማሌ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment