ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚመኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ሼክ ፋይሰል ቢን ቃሲም ኣል ታኒ ዘቲዮም።

እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ምውፋር ኣብ ዝኽእለሉ ኣማራፅታት ንግዲ ዝጠመተ ዘተ ከመዘኾነ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣባላት ልኡኽ እቲ ኩባኒያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዘኽእሎም ስምምዕነት ምፍፃሙ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment