ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድመ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተመያይጦም።

ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ኢኮኖሚያዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ ሓበሬታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ የመላኽት።

Comments (0)
Add Comment