ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ ዘቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ አዛብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ዛዕባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ዛዕባታትን መብርሂ ሂቦም።
ከይዲ ሃገራዊ ሪፎርምን ሃገር ቦቆል ፖሊሲ ኢኮኖሚን በዝምልከትን ውፅኢቱን ገለፃ ከምዝገበሩ ተሓቢሩ።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ሂደት በዝምልከት ዝግበሩ ዘለዉ ተግባራትን መንገስቲ ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳል ቁርፀኛ ከምዝኾነን ገሊፆም።
ውዕል ፕሪቶሪያ ኣብ ምትግባር በፅቡቕ ኩነታት ይሳለጥ ከምዘሎ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።