ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ከምዘርተዛተዩ እውን ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment