ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ እገዳ ንዘንበረትሎም ፍሪያታት እቶት ቻይና ፍቓድ ክትህብ ኢያ ተባሂሉ።

ፕሬዚዳንት ኣ ሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዝገበርዎ ዘተን ብሓባር ንምስራሕ ዘርኣይዎ ድልየትን ስዒቡ እቲ እግድ ዝለዓል ዘሎ ክብል ሬውተርስ ፀብፂቡ።

እቲ ውሳነ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝተፈጠረ ምንሕናሕ ከምዘዘሓሕል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment