ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ተወሳኺ ወተሃደራዊ ደገፍ 3 ቢሊየን ዶላር ክትገብር ኢያ።
እቲ ደገፍ ዩክሬን ምስ ሩሲያ ኲናት ድሕሪ ምጅማራ ክሳብ ሐዚ ንኪዬቭ ካብ ዝተገበረ ደገፍ እቲ ዝለዓለ ኢዩ ተባሂሉ።
ንዩክሬን ካብ ዝተሰለዐ ሓገዝ ድሕንነት “ኢኒሼቲቭ” በጀት ወፃኢ ከምዝግበር እውን ተሓቢሩ።
አሜሪካ ከዚህ በፊት ለዩክሬን የተለያየ መጠን ያለው የጦር መሳሪያ ድጋፍ ማድረጓ የሚታወስ ነው፡፡
ኣሜሪካ ቅድመ ሐዚ ንዩክሬን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ምግባራ ይፍለጥ።
ፍልፍል፦ሮይተርስ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።