ኣሜሪካ ንክልላት ዓፋርን ኣምሓራን 250 ሜትሪክ ቶን ደገፍ ናውቲ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ብምኽኒያት ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝኸውነ 250 ሜትሪክ ቶን ደገፍ ናውቲ ገይራ።

እቲ ደገፍ ብኮሚሽን ሓደጋን ደልውነትንን ብዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ኣቢሉ ነቶም ግዳያት ክበፅሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ጃኮብሰን፥ እቲ ደገፍ ን መክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ሓደጋን ደልውነትን ኢትዮጵያ ነሲቡ ሁሴን መርካበን ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment