ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ናይ ምትርማስ ግደ ትፃወት ኣላ – ዶ/ር በለጠ ሞላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝተረጋገአት ኢትዮጵያ ንምርኣይ ሓቀኛ ድሌት እንተዝህልዋ ትርጉም ዘለዎ ግደ ክትፃወት ትኽእል ነይራ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ገሊፆም።

ከም ገለፃ እቶም ሚኒስትር፥ ኣሜሪካ ብዘሕዝን መልክዑ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ትኽተሎ ዝተሰሓሓተ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ንኢትዮጵያ ናይ ምትርማስ ግደ ዘለዎ ኢዩ።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣምሓራ ዝበፅሑ ዕንወታት ወያነ በይኑ ከምዘይኮነ ከምዝርድኡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅፎም፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment