ኣሜሪካ ብመንግስቲ ንዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምትግባር ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝበለፀ ናፃን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ንኽኸውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብምትሕብባር ከምትድግፍ ኣረጋጊፃ፡፡

ዕዳጋ ዝመርሖ ኣካይዳ ሸርፊ ወፃኢ ከቢድ ይኁን እምበር ዝተዛበዐ ማክሮ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ንምፅጋን ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘጋውሖ መልእኽቲ ገሊፁ፡፡

ኣሜሪካ ዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ንኽኸውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብምዃን ሓገዝ ከምትገብር እቲ ኤምባሲ ኣብ መልእኽቱ ኣረጋጊፁ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment