ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ-ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም።

ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም መንግስቲን ህወሓትን ብዓወት ምዝዛሙ ንኢዶም።

ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ክምዝበልዎ፥ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር እቲ መድረኽ ብምድላዎም አመስጊኖም።

ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ ምትካልን ስራሕቲ ብዝምልከት ኣሜሪካ መስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ደገፋ ከምእተጠናኽር ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment