ኣሜሪካ ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ክልል ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላን ዓማፂ ሓይሊ ሃውቲ ከምዝሓምሸሸት ኣፍሊጣ።

ማእከላዊ እዚ ኣሜሪካ፥ እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ኣሜሪካ ቅድም ክብል ንዝፈፀሞ መጥቃዕታ ምላሽ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

እተን ኣውሮፕላናት ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ኣሜሪካ መጥቃዕቲ ንምፍፃም ይዛውና ከምዝነበራ ተገሊፁ።

ይኹን እንበር ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ብመሰረት ዝወሰዶ ስጉምቲ ድሕንነት እተን መራኽብ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ምግላፁ ኣረብ ኒውስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment