ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ኣጋጢሙወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ከምዘጋጠመን ተገሊፁ።

ኣሜሪካ ልዑል ዝተብሃለ ጉድት ዋጋ ንግዲ ዘመዝገበት፤ ኣታዊ ንግዳ ምውሳኺን ወፃኢ ንግዳ ብምንካዩን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ ኣመልኪቱ፡፡

ከም ሓበሬታ እቲ ፀብፃብ ኣታዊ ንግዲ ኣሜሪካ ብ1 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ዝወሰኸ እንትኸውን፥ ወፃ ንግዳ ድማ ብ1 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ኣንቆልቊሉ፡፡

ኣሜሪካ ኣብ ወርሒ ጥሪ 314 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ንግዲ እንትትፍፅም፤ 224 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ዘውፅኡ ፍርያታታ ድማ ክዝለኣኸት እቲ ፀብፃብ ኣመልኪቱ፡፡

የሀገሪቷ የምርት እና የአገልግሎት ጉድለት ከታሕሣሥ ወር አንጻር ሲቃኝ በ9 ነጥብ 4 በመቶ መውደቁን ሲ ጂ ቲ ኤን ሺንዋን ጠቅሶ ዘግቧልነፃፀር ብ9 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ምውዳቑ ሲ ጂ ቲ ኤን ንሽንዋ ፀሪሑ ፀብፂቡ፡፡

ብተመሳሳሊ ጃፓን ኣብ ሸሞንተ ዓመት ስርዓት ንግዳ ኣመዝጊባቶ ዘይትፈልጥ ጉድለት ንግዲ ኣብ ወርሒ ጥሪ ምምዝጋባ ሬውተርስ ፀብጺቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment