ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ኣምሓራን ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዞባ መተከለን ዞባ ምዕራብ ጎንደር ኣዊን ዝፍጠሩ ፀገማት ፀፅታ ብዘላቕነት ነምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዝረአ ዘይምርግጋዕ ብዘላቕነት ብምፍታሕ ዝፀንሐ ሕውነት ህዝብታት ክልቲኡ ክልላት ብምጥንኻር ናብ ልምዓት ንምእታው ብትኹረት የስራሕ ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ሀንፀት ሰላምን ፀፅታን  ኣብዮት ኣልቦሮ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ዘተ ሰለምን ድሕንነትን ሀዝብታት በምሕላው ሓበራዊ ተረባሕነት ልምዓት ንምምዕባል ዘኽእል ኣንፈት ክቕመጥ ኢዩ ዝበል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን ዞባ መተከል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment