ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ንሕቶ ሕብረተሰብ ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ክንቀሳቐስ ይግባእ ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም።

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ መንግስቲን ፓርቲን እቲ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣይተ ሽመልስ፥ ክሳብ ሐዚ ኣብቲ ክልል ንዝመፅአ ለውጢ ብዙሓት ኣመራርሓታት መስዋእቲ ህይወት ከምዝኸፈሉ ተዛሪቦም።

ስለዝኾነ ኣብዚ ሐዚ እዋቀን ዘሎ ኣመራርሓ ኣተኣማማኒ ሰላም ንምምፃእ ከምኡወን ህዝቢ9 ብተደጋጋሚ ንዘልዕሎም ሕቶታት ምላሽ ንምሃብ ብቑርፀኝነት ምስራሕ ይግበኦ ኢሎም።

እቲ ገምጋም ቀፃሊ ጠንካራ ስራሕ ንምስራሕ ዝሕግዝ ብምዃኑ በግልፅን ዕምቆተን ክካየድ ይግበኦ ኢሎም።

ብኣዳነች ኣበበ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment