ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክን ወታደራዊ ኣታሼ ኮሎኔል ጄን ማርክን ተረኺቦም።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ  ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ፣ ክሳብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ምድላው ምዕራፍን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ብዛዕባ ዝስርሑ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባርን ብዝምልከት ሰፊሕ ዘተ ተኻይዱ።

አምባሳደር ሬሚ፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ናይ ዝተጣየሸ ኮሚሽን ስራሕቱ ንክፍፀሙ ኩለ መዳይ ደገፍ ከምዝገብሩ ቃል ምእታዎም ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment