ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን ናይ ሓደ ወርሒ መሃየኦም ኣወፊዮም።

እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ብምቕባል ናይ ሓደ ወርሓ መሃየኦም ካብ ምውፋይ ብተወሳኺ ልገሳ ደም ንምግባር ከመዝወሰኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ክሳብ ግንባር ብምኻድ ነቲ ሰራዊት ብዝኾነ ይኹን መልክዑ ንምድጋፍ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment