ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ እቲ ትካልን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ብሸርፊ ወፃኢ፣ ዕዳጋ ገንዘብ፣ ዲጂታል ገንዘብ፣ ሬጉሌሽን ባንክታት ወፃኢን  ሱፐርቪዥንን ከምኡውን ሬጉሌሽን ዓውዲ ኢንሹራንስ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ዝጠመተ ኢዩ።

ብተወሳኺ ኣድላዩ ደገፍ ቴክኒክ ብዛዕባ ምሃብን ኣብ ቀፃሊ ስራሕቲ ምርድዳእ ምብፅሖም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment